ነቶም አብ ሊብያ ነንሕድሕዶም ዝዋግኡ ክልተ ደምበታት ዝምውላ ግብጺን ቱርክን፣ ዝጀመረኦ ሓድሽ ጽምዶ እቲ ግጭት ንከብቅዕ ከይሓገዘ ከምዘይተርፍ ዝበጽሓና ዜና ይሕብር። ንማእከላይ ባንኪ ሊብያ መን ...
U.S. Secretary of State Antony Blinken arrived in Saudi Arabia from Israel on Wednesday. Blinken said in Israel that Israel’s ...
ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብፍላይ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ክልላት ኣምሓራን ኦሮምያን ብናይ መንግስቲ ናይ ጸጥታ ኣካላት ተወሲዶም ዘለዉዎ ቦታ ከይተፈጠን ኣብ ስዉር ቦታ ዝጸንሑ ...
ብሰንበት ንጋዜጠኛታት መብርሂ ዝሃቡ ካብ ስልጣኖም ዝተለዓሉ ምኽትል ፕረዚደንት ኬንያ ሪጋቲ ጋቻጉዋ ንድሕነቶም ኣብ ሓለዋ ዝተመደበ ጉጅለ ብምልዓሉ ኣብ ልዕሊኦም ንዝፍጠር ዝኾነ ፀገም ተሓታቲ ...
ኣኼባ ደምበ ሃገራት ብሪክስ ኣብ ካዛን ሩስያ ካብ ትማሊ ሰሉስ ጀሚሩ ሎሚ’ውን ቀጺሉ ውዒሉ ኣሎ። ኣብ ናይ ሎሚ ረቡዕ መደብ፡ መራሕቲ በበይነን ኣባላት ሃገራት መደረ ኣስሚዖም ኣለዉ። ኣብዚ ዋዕላ ...
A fuel truck that ran out of control and exploded into flames near the capital, Kampala, killed at least 10 people, police ...
እስራኤል ኣብ መጀመርያ'ዚ ወርሒ ኣብ ጥቓ ከተማ ቤይሩት ኣብ ዝገበረቶ ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ፡ መራሒ ሕዝቦላህ ክኸውን ትጽቢት ተገይርሉ ዝነበረ በዓል ስልጣን ከም ዝተቐተለት ኣፍሊጣ። ሕዝቦላህ ...
ብናይ ሕቡራት ሃገራት ናይ ንግዲን ምዕባለን ዝተመርሐ መጽናዕቲ፡ ኵናት ቓዛ ኣባይቲ፡ መንገዲታት ትሕተ ቅርጺን ከምዘዕነወን ንዕኡ ናብ ቅድሚ ኲናት ዝነበሮ ኩነታት ንምምላሱ ድማ ኣዝዩ ነዊሕ ግዜ ከም ...
ኣብ ካዛን ሩስያ ዝቃናዕ ዘሎ ኣኼባ ሃገራት ብሪክስ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት መደረ ዘስምዑ ፕረዚደንት ፑቲን፡ ሩስያ ንምምስራት ደምበ ብሪክስ ዝወጠነት ንምልውዋጥ እኽሊ ኮይኑ ድሒሩ ናብ ንግዲን ካልኦት ...
(IMF) ባንክ ዓለምን ካብ ትማሊ ሰኑይ ጀሚሩ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ይቃናዕ ኣሎ። እዚ ኣጋጣሚ ባንክ ዓለም ዝተመስረተሉ መበል 80 ዓመት’ውን ብምዃኑ ኣገዳስነቱ ዕዙዝ ይገብሮ። እዚ ዋዕላ ብሓደ ...
U.S. Secretary of State Antony Blinken arrived in Israel on Tuesday in the new U.S. push for a Middle East ceasefire after ...
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፡ ሸማ ተራ ተባሂሉ ኣብ ዝጽውዕ ኣከባቢ ናይ መርካቶ፡ ትማሊ ሰኑይ ምሸት ብዘጋጣመ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረትን ትሕተ-ቅርጺን ዓቢ ዕንወት ምውራዱ ወሃብ-ቃል ኮሚሽን ...